Etableringen på AF

ኣብ ቤት ጽሕፈት ኢሳ (ISA-kontor) ነቶም ሓደስቲ ተቐመጥቲ ስደተኛታት ኣብ ናይ ኢታብለሪን (Etableringen på Arbetsförmedlingen) ግዚኦም ትምህርቲ ንኽጅምሩ ሓገዝ ይህብ። ነቶም ምስ ስደተኛታት ዝሰርሑ ኬኢላታት ብምጥርናፍ የካይዶ።

ናይ ምምሕዳራዊ ክፍሊ ሓለፍትን (handläggare) ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት (socialsekreterare) ኣማኸርትን (konsulenter) ኣብ ናይ መራኸቢ ስራሕ ይሰርሑ።

ቤት ጽሕፈት ኢሳ (ISA-kontoret) ምሕላው ናይ ህዝቢ መሰላት ኣብ ሕብረተሰብ ምፍላጥ እዩ።

ኣብዚ ነቶም ስደተኛታት ሓገዝ ዝረኽብሉ ስቬንስካ ንስደተኛታት ኣብ ኤስፊ (SFI) ዝመሃሩ እዩ።

ኣብዚ ንኩሉ ሰብ መሰረታዊ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንምርካብ ክምዝገቡ ይዕድም ። ኣብዚ ክጠቓለል ዝኽእል ከም ምእላይ ህጻናት፡ ቤት ትምህርቲ፡ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ከመይ ጌርካ ተመልክት ፡ ናይ ገዛ መሰረታዊ ልቓሕን መድሕንን ወይ ከመይ ጌርካ ውሑስ ዝኮነ ክንክን ጥዕና ትረክብ እዩ።

ኣብዚ ከም ተወሳኪ እቶም ስደተናታት ኣብ ምቕያር ካብ ናይ ዓዶም ዘምጽዎ ናይ ትምህርቲ ምስክር ናብ ስቬንስካ ንምቕያር ውን ሓገዝ ይረኽቡን በቲ ብቕዓቶም ወይ ዝሰርሑሉ ክእለት ኣብ ስራሕ ዓለም ናይ ፈተነ ቦታ ስራሕ ይወሃቦም።