ናይ ቤት ትምህርቲ ክንክን ጥዕና

ናይ ቤት ትምህርቲ ክንክን ጥዕና ንተማሃሮ ብነጻ ይወሃብ። ኣቡ ናይ ቤት ትምህርቲ ሓኪምን ነርስን ኣለዉ። ኑሶም ከኣ ዕቃበታት ኣለዎም።

ናይ ቤት ትምህርቲ ክንክን ጥዕና ይሰርሕ ምስ ኩነታት ጥዕናካ ምፍላጥ ወይ መሰረታዊ ናይ ሕክምናዊ ክንክን ምርካብ። ኩሎም ተማሃሮ ኩነታት ጥዕና ንምፍላጥ ብዉሁድ ሰለስተ ግዜ ኣብ መባታዊ ትምህርቲ ዕድመ ይረክቡ።

ናይ ቤት ትምህርቲ ነርሲንግ ገለ መዓልታት ኣብ ሰሙን ኣቤትምርቲ ይርከቡ።

ነቲ ሕማም ዝምልከት ፍወሳ ናብ ማክከል ክንክን ጥዕና (hälsocentral) ትዉከስ።

 

ንሓፈሻዊ ዝርዝራቱ

ንጀመርቲ ትምርቲ፣ ወረቀት ይሲደደልኩም ንገዛኩም። ናይ ጥዕና ምብጻሕ አቲ ተማሃራይ ምስ ኣላይኡ። መርመራ ናይ ምራይ፣ ምስማዕ፣ቁመትን ክብደትን የተቃሊል።

ን 2 ክፍሊ: ናይ ጥዕና ምብጻሕ ምስ መርመራ ናይ ክብደትን ቁመትን።

ክታበት ናይ ፖሊዮ፣ ጽግዕ ወይ ንፍዮ። ኣለይቲ ስድራ ግድን ንክታበት ከፍቕዱ ኣለዎም።

ን 4 ክፍሊ: ምብጻሕ ማከል ጥዕና ምዝርራብ ብዛዕባ ኣመጋግባ፣ ናይ ኣካላዊ ብቕዓት፣ ድቓስን ሁጉስ ምኻንን። መርመራ ናይ ክብደት፣ቁመትን ሕቆን።

ን 5 ክፍሊ: ኣዋሊድ ይጽዉዓ ንክታበት ኣንጻር HPV (humant papillom virus)።

ን 6 ክፍሊ: ናይ ጥዕና ምብጻሕ ምስ መርመራ ናይ ክብደትን ቁመትን።

ን 8 ክፍሊ: ምብጻሕ ማከል ጥዕና ምዝርራብ ብዛዕባ ኣመጋግባ፣ ናይ ኣካል ብቕዓት፣ ድቓስን ሑጉስ ምኻንን። መርመራ ናይ ክብደት፣ቁመትን ሕቆን።

ክታበት ናይ ምግትታር ጭዋዳመንጋጋ፣ ተመሓላላፊ ሕማም ጎሮሮን ትኽትኽታ ናይ ቆልዑትን።

 

ንሓደስቲ ስደተኛታት ተማሃሮ ዕድመታት ናይ ትዕና መርመራን ኻልእ ክታበታትን ይቀርበሎም።

ናይ ጥዕና መርመራ፣ንውሓት፣ክብደት፣ምራኣይን ምስማዕን ከማኡዉን ናይ ሕቆመርመራ ካብ 4 ዕድሚኣኦም።

ክታበት፣ናይ ቤት ትምርቲ ጥዕና ክንክን ቅዳህ ሓበረታ ይረኪብ ካብ ናይ ሓተቲ ፍቃድ ክንክን ጥዕና። ናይ ቤት ትምርቲ ሓካይም ናይ ክታበት መደባት ይሰርዑ ድህሪ ናይ ደም መርመራ ዉጼኢት ከማኡዉን ናይቲ ተማሃራይ ዝመጸሉ ዓዲ ዝጥቀምሉ ክታበት። ብድህሪኡ ኣላይኡ ናይ ብቁዕነት ይረኪብ እቲ ሰብ ይፍቀዶ ክታበት።

ሓበረታ ብዛዕባ ማእከል ጥዕና ህጻናትን.

ተወሳኺ ሌንካር

​ፋርማሲ/ቤትመድሃኒት

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።