ቅድመ ትምህርቲ

ሓደ ህጻን ካብቲ ሓደ ዓመት ዝመልኣሉ መዓልቲ ኣትሒዙ ናብ መዋእለ ህጻናት ክኸይድ ይኽእል። ኣብ መዋእለ ህጻናት ምጽዋት ኣገዳሲ አዩ ንህጻናት ኣብ ምምዕባልን ምምሃርን። ህጻናት ብደርፍን፡ ሳዕሲዕትን፡ ብስእልን ምልካይ ሕብርታትን ጌሮም ንነብሶም ክገልጽዋ ይፍትኑ።

ህጻናት ናብ ቤት ትምህርቶም ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ይኸዱ።

ቐዳመ ሰንበትን ባዓላትን ግን ዕረፍቲ እዩ።

ብመጀመርያ ናይ ግላዊ መዋእለ ህጻናት ወይ መንግስታዊ መዋእለ ህጻናት ምረጽ።

ናይ ብሕቲ መዋእለ ህጻናት ብወለዲ ወይ ኣባላት ወይ ድማ ከም ሓደ ትካል ክመሓደር ይኽእል እዩ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ቅድመ ትምህርቲ። Pdf, 676.1 kB, opens in new window.