መተኣታተዊ

ናይ ሓባር ስራሕ ምስ ኣላይ ወይ ምስ መባታዊ ቤትምህርቲ ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ እቶም ኣለይቲ ምስ ደኮም ኪስዕቡዎም ይግደዱ ኣብ መጀመርታ ግዜ ክሳብ ደኮም ዝለምዱ ባዕሎም።

ሰዓታት

ንስኻ ከም ወላዲ መጠን ደቅኻ ተምጻሉን ትወስደሉን ግዜ ኪትጽሕፈልና ኣገዳሲ ኡ ነዓና ።

ምዱንጋይ ምስዘጋጥመካ ሓበረታ ሃብ ንሰራሕተኛታት።

ብዘይ ንስኻ ኻልእ ሰብ ምስ ትልእኽ ወድኻ ዝወስዶ ሓበረታ ሃብ።

ሓብር ንሰራሕተኛታት እንተ ደኣ ምቕይያር ናይ ቁጽሪ ተለፎን ወይ ኣድራሻ ወይ ስራሕ።

ተተጸሊኡካ ወይ ሓሚምካ

ወዲኻ ምስዝሓምም ሓበረታ ሃብ ንሰራሕተናታት። ኣገዳሲ ኡ አቲ ኮልዓ ሙሉእ ጥዕና ምስ ረከበ ን ትምህርቲ ክምለስ። ወድኻ ተምላስ እንድሕር ገርሉ 48 ሰዓታት ኣብ ገዛ ክጽንሕ ኣለዎ ። ወዲኻ ዚኮነ ኣለርጂክ ወይ ሓሳሲያ ተገሩሉ ሓበረታ ሃብ ንሰራሕተኛታት።

ክዳን ወይ ልባስ

ኣብ መባእታ ቤትምህርቲ መዓልታዊ ትወጽእ ደገ ብዘይየገድስ ኩነታት ኣየር። ኣገዳሲ ዩ ቅያር ክዳን ክህልዎ ክዳኑ ምስ ዝጥልቂ። ወለዶም ወይ ኣለይቶም ባሎም ይማልእሎም ብሎያ ንደኮም።

ናይምዕባለታት ዘተ ወይ ምይይጥ

 ተማሃራይን ኣላይኡን ብዉሑድ ሓንሳብ ኣብ ነብሲወከፍ ሰሚስተር ጻውዒት ይረክቡ ኩነታት ምዕባለ ንምዕዛብ። ብናይ ዌብሳይት (webbverktyget Unikum) ብዝተፈለየእቲ ተማሃራይ ወይ ኣላይ ክከታተሎ ይኽእል እቲ ምዕባለታቱ ካብ መባእታዊ ትምህርቱ ክሳብ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ።

ንዝበለጸ ሓበረታ ባዛዕባ Unikum ተወከሱ ኣብዚ።