- መእተዊ
- | ስራሕን ትምህርትን
- | ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ

ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ
ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ ትምህርቲ ናይ፡ ሳዕስዒት፡ ድራማ፡ ተዋስኦ፡ ግጥምን ሙዚቓን ትወስደሉ እዩ።
ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ ኣብ ናይ ባህላዊ ገዛ (Kulturens hus) ዝተደኮነ ኮይኑ እቲ ዝበለጸ
ዕድል ንቖልዑን መንእሰያትን ብሓደ ንናይ ሓባር ድሌት ዝጠምር ኣብ ናይ ሰደርሃምን ኣብ ናይ
ባህላዊ ሂወት ዓቢ ግሰ ዝጻወትን እዩ።
ድሌት እንተ ሃሊካ ናይ ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ ኣብዚ ኣመልክት
ቤት ትምህርቲ ስነ ጥበብ ምስ ቤት ትምህርቲ መዋእለ ህጻናት፡ ቤት ትምህርቲ መባእታ፡ ቤት
ትምህርቲ ካልኣይን ማእከላይን ደረጃን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ናይ ሓባር ስራሕ የካይድ።