
ኣገልግሎት ነዓማዊል
ብ ቁጽሪ ተለፎን 0270-75000 ደዊልኩም ኣገልግሎት ነዓማዊል (Kundtjänst) ትረክቡ ወይ ምጹ ብጽሑና ኣብ Faxeholmsgatan 3።
ንሕና ሓበረታ ንህብ ብ ስቬንስካን ኢንግሊሽን ብዛዕባ ምምሕዳርና።
ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት ንዓማዊል ኮምፒዩተር ክትልቃሕን ዘለካ ነኣሽቱ ጉዳይት ሓገዝ ክትረኪቢን ትኽእል፣ምድላይ ሓበረታ፣ዝምላእ ወረቓቕቲ ናይ ምምሕዳር፣ ናይ ቤት ትምህርቲ ኣውተቡስ ካርድ ንቆልዑን።