ቓንቓ ኣደ

ኩሎም ሓደሽቲ ስደተኛታት ተማሃሮ ኣብ መዋእል ህጻናት ቓንቓ ኣዲኦም ክማሃሩ መሰል ኣለዎም። ኣብ ቅድመ ትምህህርቲ ኩሎም ቆልዑ ተኻኡለታት ኣለዎም ብማዕረ ከማዕብሉዎ ቓንቓ ኣዲኦምን ስቨንስካን (svenskan)። ኣብ ቅድመ ትምህርቲ ክፍሊ ኮልዓ ናየዲኡ ቃንቃ ትምህርቲ ይረኪብ እቶም ዘመልክቱ ተማሃሮ ብዝሒ ቁጽሮም ዝነኣሰ 5 ተኮይኑ ናይ ቃንቃ ኣዲኦም መምህር ይግበረሎም።

ኣብ መባእታዊ ቤት ትምህርቲ ተማሃራይ ናይ ቃንቃ ኣዲኡ ትምህርቲ ኪረኪብ እኽእል እንተ ደኣ ትግርኛ ዘዘውትር ኮኑ ኣብ ገዝኡ።