Bemanningen

ኣብ ውሽጢ ምምሕዳር ሰደርሃምን (Söderhamn) ኣስታት 900 ኣብ ተሓጋገዝቲ ነርስ፡ መዋዕለ ህጻናት፡ መማህራን መባአታ፡ መማህራን ናይ ዕረፍቲ ሰዓታት ወይ ከሻኒ መግብን ክኸውን ኣለዉ ። ሓደ ካብዚኦም ክሰርሕ ምስ ዘይ ክእል በማኒንገን (Bemanningen) ነቲ ቦታ ዝትክእ ይቕርብ ።

በማኒንገን (Bemanningen) 70 ቀወምቲ ኣባላትን ኣስታት 150 ብሰዓታት ዝሰርሑን ኣለውዎ ።

ኣብ በማኒንገን (Bemanningen) ዝሰርሕ ሰብ ተዓጻጻፍን ኣብ ቤት ትምህርቲ አና ኸደ ብዛዕባ ኣገልግሎት ጥዕና ንተማሃሮ መግለጺ ይህብ። ነቶም ምስ ሆግትሪከት (Högtrycket ) ሓቢሮም ዝሰርሑ በማኒንገን (Bemanningen) ኣብ ናይ ስራሕ ዕዳጋታት ሓደስቲ ናይ ስራሕ መንገድታት እፈጥር ። በማኒንገን (Bemanningen) ሓደስቲ ሰባት ብምርካብ ቑልጡፍ ቓለ መሕትት ናይ ስራሕን ኣብ ስራሕ ዘሳትፍን ኣብ ከባቢኦም ዝርከብ ከም መእለይ ኣረጋውያን የዳሉ ።