ናይ መዋእል ህጻናት ክፍሊት

ናይ መዋእል ህጻናት ክፍሊት ዝተፈላለየ እዩ ኣብ እቶት ናይቲ ስድራ ካኣ ይምርኮስ። ምኽንያቱ ኩሉ ሰብ ግደታ ኣለዎ ናይ ኣታዊኡ ጸብጻብ ክገዲፍ ንነፍስ ወከፍ ኮልዓ ዝጅምር ትምህርቲ ወይ ናይ ዕረፍቲ ገዛ።

እንተ ደኣ ኣታ ዊ ኻ ቀይ ርካ ግደታ ኣለካ ክት ቅ ይ ሮ ጸብ ጻብ ኣታ ዊ ኻ ኣብ ም ም ሕ ዳ ርካ (kommunen)።