Resurscentrum

ረሱሽሰንትሩም (Resurscentrum) ብዙሓት ስራሓት ዝርከቦ ንሓገዝ ሰባት ወይ ማሕበራት ዝሰርሕ እዩ።

ምምሕዳር ናቱ በማኒንገን (Bemanningstjänst) ከማኡዉን ጋራጅ ናይ መካይን (bilpool) ኣብ ረሱሽሰንትሩም (Resurscentrum) ኣለዎ።