ካርታ፣: ማእከል ጥዕና

ኣብዚ ምምሕዳር ሶደርሃምን ዝተፋላለይ ቡዙሓት ማአከል ጥዕና ኣለዋ።ኣብዚ ብምጥዋቅ ናይ ኩለን ማአከል ጥዕና ካርታ ክትሪኡ ትኽእሉ።

ተወሳኺ ሌንካር

​ፋርማሲ/ቤትመድሃኒት

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።