ጠርነፍቲ መንእሰያት

ጠርነፍቲ መንእሰያት ኩፉት ኡ ን መንእሰያት ካብ 13-23 ዕድሚኣኦም።

ኩሎም ሰራሕተኛታት ዕቃበታት ኣለዎም ኪትበጽሑና ተደሊኩም ብነጻ ዩ ብጽሑና።

ኣብ ጠርነፍቲ መንእሰያት ጸገም ናይ ጸወታዊ ርክብ፣ጥዕና ወይ ዚምዲና ሓገዛት ትረኪብ።

ኣብ ጠርነፍቲ መንእሰያት ከም ኣለይቲ ኮልዑ፣ነርሳት፣ሓካይም ወይ ኣማኸርቲ ይሰርሑ።

ንስኻ ትራኸብ ምስ ተርነፍቲ መንሰያት ብ ቁጽሪ ተለፎን ወይ ወይ ብምምጻእ ናብ ጠርናፍቲ መንሰያት ወይ ብ 1177 Vårdguidens e-tjänster።

ብተወሳኺ ክትበጽሓና ትኽእል ንስኻ ናብ ጥርነፍቲ መንእሰያት ወብሳይት ኣቡ ትረኪብ መልሲ ናይ ዚተፈላለዩ ህቶታት ብ ዝተፈላለ ቃንቃታት - UMO:SE External link, opens in new window.

ተወሳኺ ሌንካር

​ፋርማሲ/ቤትመድሃኒት

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።