- መእተዊ
- | ቆልዑን መንእሰያትን
- | Verkstäderna
- | Medieverkstan

Medieverkstan
ሕልሚ ናይ ዝተጸንዐ ወይ ዝተሰነደ ፊሊም ተሊካ፣ሙዚቃዊ ቪዲዮ መቅረጽ ወይ ብሉጽ ስእልታት ወይ ፎቶ ግራፍ ምቅራጽ፣አንተደኣ ብልክዕዘይፈለጥካዮ ከመይ ከምዚግበር፣ሓገዝ ትረኪብ ካብ Medieverkstan።
ካብ 7-20 ዕድመ ተኾንካ ናይ ፎቶ ግራፍ ወይ ፊሊም ዓቢ ተገዳሲነት ተለካ ምጻእ ብጻሕ ናባና Medieverkstan። ኣብኡ ትረኪብ ኩሉ እትደሊኦ ሓገዝ ክትበጽሖ ነቲ ድለትካ። ኩሉ መሳሪሒታት ኣድለይቲ ትብሎም ምሳሌ ናይ ካመራ፣ስትድዮመሳሪሕታት ን ናይ መራትዖመደበር ኪትልቀሖም ምስትደሊ ኣብቲ ብሉጽ ኣደራሽና ምጹ።
ዝኾነ ተወሳኺ ፍልጠት ኣይሓትትን እዩ፣አቲ አንኮ ዘድሊየካ ናትካ ተገዳሲነት ጥራይ እዩ።