ናይ ዕድጊ ኣማኸርቲ ሓገዝ

አቶም ናይ ዕድጊ ኣማኸርቲ ሓገዝ (Konsumentvägledaren) ይልግሱልካ ኣብቲ ናይ ዕድጊ ጉዳያት።

ንስኻ ክትረኪብ ትኽል ሓበረታታት ናይ መሰላትካ ወይ ጊደታትካ ኣብ ናይ ዕድጊ ሕጊ።

ንስኻ ብተወሳኺ ክትረኪብ ትኽል ምኽሪ ብዛዕባ ስምምዓት ወይ መዋዕዊዕታት ኣብ መንጎ ውልቀሰባትን ሰብትካላትን።

 

ቑጠባ ጸገም ወይ ዕዳ

ናይ ቑጠባ ጸገም ወይ ዕዳ ምስ ዝህልወካ ናይ ምምሕዳር ባጀት ወይ ናይ ዕዳ ኣማኻሪ ሓገዝ ይህቡኻ።

ባጀት ንምድላው ካብ ባንክ ወይ ኣለቀሕቲ ኣካል ብኣከፋፋል ዝዉሰድ ከተዳሉ ትኽእል።

ናይ ልቓሕ ስምምዕ ንምፍጻም ከተመልኪት እንተደሊኻ ድጋፍ ትረኪብ ነቲ ኣፕሊኬሽን ዝተሓጋገዘካ ዕዳኻ ኣብትመልሰሉ ግዜ። እቲ ናይ ዕዳ ግዜ ን5 ዓመታት የገልግል።

 

Söderhamn ናይ ዕድጊ ኣማኽርቲ ኣብ ላብረሪ (biblioteket) ይርከቡ ብ (0270-75340) ደውሉ ወይ e-post ስደዱልና ቆጸራ ንምሃዝ።

ፊሊም፣ ኣብ ሽወደን ሓድሽ ተጠቃማይ-ዕዳጋ ዲኻ External link, opens in new window.